DEHAY TV's user profile page. Match highlights, posts and more on site!“” Report User |
ማንቸስተር ሲቲ ልዕሊ ጎረቤታ ሓዲራ...ዪናይትድ ሞራላ ወዲቚ ናብ ዓበይቲ ግጥማ፡ ኣርሰናል ንቸልሲ ትጽግዓ'ላ...ኣርቴታ ቀዳመይቲ ቀረብ ጌሩ 5 ትዕዝብቲ email ጻሓፉልና dehaytv1@gmail.com Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍 Eritrean Entertainment channel: Emil Advertising & Business dehaytv1@gmail.com Copyright © dehay tv © All rights reserved. እዘን ዘቅርበን ቭድዮታት ድማ ኣብ መንገዲ ዓወትኩም ኽሕግዛኹምን ከዘናጋዓኩምን ይምነ።ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ድማ በዛ email ጻሓፉልና dehaytv1@gmail.com Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍 FACEBOOK =👉 https://bit.ly/2sQSfBr YOUTUBE FREE SUBSCRIBE 👉 https://bit.ly/2ThINCD #dehay_tv #Eritrean_sport #news_sport
ኣብራሞቪች ብወግዒ ንቸልሲ ከም ዝሸጣ ገሊጹ... ቱሸል ቸልሲ ብዘይ ኣብራሞቪች ኣይትመጸለይን ኢሉ... ቴሪ ዝበለጸ ወናኒ ኢልዎ፡ ፈርጒሰን ንምምጻእ ኣንቼሎቲ መኺሩ፡ ናይ ቃላት ኲናት ተጻወቲ ሩስያን ዪክሬንን ጻዕጺዑ...! email ጻሓፉልና dehaytv1@gmail.com Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍 Eritrean Entertainment channel: Emil Advertising & Business dehaytv1@gmail.com Copyright © dehay tv © All rights reserved. እዘን ዘቅርበን ቭድዮታት ድማ ኣብ መንገዲ ዓወትኩም ኽሕግዛኹምን ከዘናጋዓኩምን ይምነ።ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ድማ በዛ email ጻሓፉልና dehaytv1@gmail.com Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍 FACEBOOK =👉 https://bit.ly/2sQSfBr YOUTUBE FREE SUBSCRIBE 👉 https://bit.ly/2ThINCD #dehay_tv #Eritrean_sport #news_sport
ሓሻሺት ነጥቢ ዪናይትድ ዋጋ ከፊላ...ካብ 5 ትዕዝብቲ ሮናልዶ ብርኡይ ተስፋ ቆሪጹ፡ ፎደን ንሲቲ ካብ ተኸታታሊ ክሳራ ኣውጺኡ፡ ኮንተ ከደ እንዳ ተባህለ ገፊሕ ዓወት ርእዪ፡ ጥሪ ሓዳራ ዘውጸታ ኒውካስትል...?
ግሪንዉድ ብሕጊ ጥራይ ዘይኮነ ብኩሉ ወገን ክጽፋዕ ስለምንታይ?፡ ኦባምያንግ "ጸገመይ ምስ ኣርቴታ'ዪ" ኢሉ፡ ኣሜሪካ ንሆንድራስ ኣብሪዳ ተጻዊታትላ
መስርሕ ምስግጋር ተዓጽዪ 12 ተጻወቲ ብመወዳእታ መዓልቲ ዝገዓዙ፡ ደምበለ ከይተሸጠ ኦባምያንግ ምስ ባርሴሎና ምጽንባሩ፡ ዪናይትድን ኣርሰናልን ዝደልይኦ ዝነበራ ጁቬ ዝወሰደቶ ኣከፋፋሊ፡ ናይክ ንግሪንዉድ ኣደስኪሉ
ክለባት ኣውድኣመት ከምዝኣተወን ላዕልን ታሕትን ይብላ፡ ቶተንሃም ረቢሓ፡ ኣርሰናል ኣብ 2 ተጻወቲ ፈሺላ፡ ኒውካስትል ተጻዋታይ ወሲኻ፡ ላምፓርድ 2 ተጻወቲ ረኺቡ...ካልእን
ኣብ መወዳእታ መዓልቲ መስርሕ ምስግጋር ተጻወቲ...!፡ ቸልስን ዌስትሃምን ንራፊንሃ፡ ደምበለ ናብ PSG፡ ኦባምያንግ ናብ ባርሳ፡ ኤሪክሰን ናብ ፕረምየር ሊግ ይምለስ፡ ሰኔጋል ሓሊፋ፡ ሶልሻየር ናብ ጸወታ ዪናይትድ ተመሊሱ...?
ጽባቐ ኣርሰናል ብውልቃዊ ጌጋ ተጻወታን ዳኛን ይድወን ሲቲ ብ11 ዓወት ናብ ዋንጫ...6 ትዕዝብቲ፡ ቶተንሃም ብውዱእ ጌዜ ተዓዊታ ንኣርሰናል ትሃድን፡ ክሎፕ ካብቲ ከቢድ ቅልስ ቸልሲ vs ሊቨርፑል ተኣልዪ