መስርሕ ምስግጋር ተዓጽዪ 12 ተጻወቲ ብመወዳእታ መዓልቲ ዝገዓዙ፡ ደምበለ ከይተሸጠ ኦባምያንግ ምስ ባርሴሎና ምጽንባሩ፡ ዪናይትድን ኣርሰናልን ዝደልይኦ ዝነበራ ጁቬ ዝወሰደቶ ኣከፋፋሊ፡ ናይክ ንግሪንዉድ ኣደስኪሉ