DEHAY TV's user profile page. Match highlights, posts and more on site!“” Report User |
፡ ማጋልሃሽ ካብ ውርደት ናብ ኣዐዋቲ ጋንታ፡ ሃላንድን ሃትሪክ ስተርሊን 2 ሸቶታት፡ ሊቨርፑል 9 ሳውዝሃምፕተን 0 ክብረወሰን...!
ተንሃግ ሮናልዶ ክሽየጥ ፈቒዱ ኣብ ዕዳጋ ኦባምያንግ ተጸንቢሩ፡ PSG ንነይማርን ሚባፐን ዘተዓርኽ ኣኼባ ትውድብ፡ ሙሴ ሃስሄል እንታይ ኢሉ...?
ቱሸልን ኮንተን ቀይሕ ተራእዮም...ቸልሲ ተበዲለ ትብል ቶተንሃም...?፡ ኖቲንግሃም ፎረስት 23 ዓመት ዝወሰደ ዓወት ጸንቢላ፡ ተንሃግ ናይ ዕረፍቲ ጊዜ ተጻወቱ ሰሪዙ፡ ሙኒኽ 2ይ ዓወት ኣመዝጊባ
ኣኸለ ከም ክለብ ኣብቂዕና ኢና ይብሉ ደገፍቲ ዪናይትድ፡ ጀሱስ ሰማይ'ዪ ደረቱ...ኣርሰናል ሰጢማ'ላ 4 ትዕዝብቲ፡ ሲቲ 4 ከተመዝግብ ሃላንድ ሓንቲ ይስእን
ሊቨርፑል ኮሚኒቲ ሺልድ ኣልዒላ ኑነዝ ንሃላንድ ጎቢጥዎ፡ ደግርፍቲ ኣርሰናል we trust in Jesus ኢሎም 4 ትዕዝብቲ፡ ተንሃግ 1ይ ስዕረት ጥዒሙ ኤሪክሰን ተስፋ ሂቡ...3 ትዕዝብቲ
ዓወታት ዪናይትድ ይቕጽል ስራሕ ተንሃግ ደሚቚ ይርአ ምስ 4 ትዕዝብቲ፡ ኮንተ 6ይ ተጻዋታይ ኣፈሪሙ፡ ኣርሰናል ንኣካንጂ ከተፈርም ሕቶ ቀሪቡላ፡ ሉኳኲ ኣብ ታሪኽ ቸልሲ እቲ ዝኸፍአ ምፍራም'ዩ፡ 3ይ ሰሙን ዙር ፈረንሳ ጀሚሩ
ዪናይትድን ባርሳን ተሰማሚዐን ብ118 ሚልየን 2 ተጻወቲ ከተፈርም'ያ፡ ኣርሰናል ንዚንቼንኮ ንምዕዳግ ናብ ሲቲ ተመሊሳ፡ ሮናልዶ ንሰሙን 2 ሚልየን£ ዝረኽበሉ ጠለብ መጺዎ፡ ባርሴሎና ንሜሲ ኣብ ሶፍት ንደምበለ ኣብ ሰሌዳ ኣፈሪማ