ዪናይትድን ባርሳን ተሰማሚዐን ብ118 ሚልየን 2 ተጻወቲ ከተፈርም'ያ፡ ኣርሰናል ንዚንቼንኮ ንምዕዳግ ናብ ሲቲ ተመሊሳ፡ ሮናልዶ ንሰሙን 2 ሚልየን£ ዝረኽበሉ ጠለብ መጺዎ፡ ባርሴሎና ንሜሲ ኣብ ሶፍት ንደምበለ ኣብ ሰሌዳ ኣፈሪማ