ቸልስን ዪናይትድን ተኸላኸልቲ ንምፍራም ኣብ ስምምዕ በጺሐን፡ ጀሱስ ኣብ ስቱር ጸወታ ጋንትኡ ደጊሙ ሸቶ ኣመዝጊቡ፡ ድዮንግ ንባርሳ መሃይኡ ምቚራጽ ኣብይዋ፡ ቡጋቻ መወዳእትኡ ሰብ ኮይኑ...ቪንገጋርድ ብጫ ማልያ ለቢሱ